Vorschaubild für Film ኣብዑር ከበሳ

ኣብዑር ከበሳ

ዓበይቲ ነቲ ዝዕዘብዎን ዝሓስብዎን ብቓላት ክገልጽዎ ከለዉ፣ እዚ ንቆልዑ ንሳቶም እውን ከባቢኦም ክዕዘቡን ከለልዩን ይሕግዞም። እዚ ከኣ ነቲ ህጻን ብዛዕባ ዝርእዮ ክገልጽ የኽእሎ። ከምዚ ኢሉ ከኣ ዕላል ይጅመር!

ዳቪን 2 ዓመትን 2 ወርሕን